Monday, April 9, 2012

ሰሙነ ሕማማት


3 comments:

  1. bmejemrya selmatay ybxahkum
    kexile sle kulu gbrtatkum n'mlak enamesgenku bxegau kredeakum xelotey yebxh.
    baza nay hawaryat gedli zteraeyani ermat dma kem rieyto yxhf.
    1. gedle hawaryat part 1 zbl ms kefetkayo hizwo zelo thzto nay part four eyu. btemesasali dma kulu kemu xegem alewo.
    2. btewesaki part 2 (PDF 2) wn ayatewetn zela'mo
    ms dfret aytkuxeruley
    egziabhier yhabeley

    ReplyDelete
  2. This comment has been removed by the author.

    ReplyDelete
  3. ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚኣብሔር ኣማላኽና እግዚኣብሔር ፈጣሪና እግዚኣብሔር መድኃኒና እግዚኣብሔር ረዳኢና ክብሪ ምስጋና ውዳሴ ኣምልኾ ንዘልኣለም ኣለም ንዕኡ ይኹን። “ኣነ ምሳኻ እየ፡ እቲ ዝበልኩኻ ኽሳዕ ዝገብሮ ኣይሐድገካን እየ እሞ ኣብ እትኸዶ ኹሉ ኽሕልወካ እየ” (ዘፍ 28፡15) ከም ዝበለ መንገድኻ/ኺ የቕንዓልካ/ኪ ። ክቡር መእመን ነቲ ዝሃብካና ሃናጺ እርማት ብልቢ ነመስግን። ነዚ ተቀሪቡ ዘሎ መኣዲ ህይወት፡ ንኽብርክተልና ስም እግዚኣብሔር ጸዊዕና ካብኡ ሰላም ካብኡ በረኸት ካብኡ ዘልኣለማዊ ብርሃን ክንረክብ ምእንቲ ወትሩ ካብ ኣቦታትን መእመናንን ኣብ እትገብሩዎ ጸሎት ክትዝክሩና ንምሕጸን። ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስቲያን ይኹን። ወላዲት ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ተሓሉኻ/ኺ።

    ReplyDelete